ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኣፍሪካ ናብ ዓሚቕ ህውከት ኸይጥሕላ ዘስግኣ ሃገራት በዚሔን ኢሎም ጆን ከሪ


John Kerry
John Kerry

ኣብ ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ ዘሎ ህውከትን ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ንጹሓን ሰባት ዝፍጸም ምፍሳስ ደምን ዝጠቐሰኡ ሚንስተር ወጻኢ ኣመሪካ ጆን ከሪ፡ ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝምራሕ ጻዕሪ ከምዝድግፉ ገሊጾም።

ትማሊ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ ጆን ከሪ ፡ ናብ ኮንጎን ናብ ኣንጎላን ምናልባት`ውን ናብ ደቡብ ሱዳን ከምርሑ`ዮም።

ንተወሳኺ ጸብጻብ፡
John Kerry -Africa Visit
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:05 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG