ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ሞት ዘስዓበ ጎንጽን ዕግርግርን ውዒሉ ተባሂሉ


Addis Ababa - City Council


ንኸተማ ኣዲስ ኣበባ ንምስፋሕ ተባሂሉ መሬት ደቂ ኦሮሞ ምምንዛዕ ንቃወም ዝብሉ ተመሃሮ ዩኒቨርሲታት ኦሮሚያ፡ ኣድማ ክገብሩ ድሕሪ ምቕናይ፡ ሎሚ ግን ናብ ግጭት ኣምሪሑ ውዒሉ።

ኣብ ከተማ ኣምቦ፡ ነበርቲ`ውን ነቲ ሰልፊ ከምዝተጸንበርዎን ሰባት ከምዝሞቱን ህንጻታት ከም ዝዓነዉን ተገሊጹ`ሎ።

ኣብ ካልኦት 10 ከተማታት`ውን ተቓውሞ ከምዝነበረ ይግለጽ፡ ንተወሳኺ ኣብ ድምጺ ስምዑ፡
XS
SM
MD
LG