ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዋና ጋሻ ዝነበረ ኢትዮጵያዊ ስነ-ጥበባዊ ሃብቶም ገብረሚካኤል`ዩ

መደብ ቂሔ-ጽልሚ-03-28-14
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:51 0:00
መራገፊ

`ኣሜን` ብትብል ዜምኡ ክፍለጥ ዝጀመረ ሃብቶም፡ ስዒቡ ብርክት ዝበላ ዜማታት ንፈተውቲ ሙዚቃ ኣበርኪቱ`ሎ።

ንሎሚ ጋሻ ኾይኑ ቐሪቡ ኣውጊዑ`ሎ።

ካልእ ትሕዝቶ፡ ምስ ቐሺ ከሳተብርሃን ካብ ሲያትል ዝተገብረ ካብ ዝሓለፈ ዝቐጸለ`ዩ(ንዓውደ-ኣዋርሕ ዝምልከት)።
Temesgen Yared
Temesgen Yared


ዝቕጽል መደብ ቂሐ-ጽልሚ ዝቐርቡ ሰነ-ጥበባውያን ጀማል ሮሞዳንን ተመስገን ያሬድን`ውን ንሎሚ ብልጭ ኣቢልናዮም ኔርና።
Jemal Romodan
Jemal Romodan


ንኹሉ ኣብ`ዚ ስምዑ፡
XS
SM
MD
LG