ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ናይ ኬንያ ወደባዊት ከተማ ሞምባሳ፡ ኮሚኒቲ ሙስሊም ይናወጽ


መንእሰያት ሙስሊም ንሓንቲ ጸላዊት ትብሃል መስጊድ ድሕሪ ምቁጽጻሮም፡ ፕሊስ ኬንያ ነታ መስጊድ ብምውራር ሰባት ቀቲሎምን ኣሲሮምን። ሰብ-ስልጣን`ቲ ኸባቢ ከምዝብልዎ፡ መስጊድ ሙሳ ንኣል-ሸባብ ይምልምል ኔሩ። እቶም መንእሰያት ግን፡ ሓሶት ንሕና ንባዕልና ግዳይ ሽበራ ዝኾና ኢና ይብሉ።

ገለ መሻይኽ ኬንያ፡ እቲ ምስሕሓብ፡ ኣካል ናይቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ኣፈላላይ ስነ-ሓሳብ ሃይማኖት ምስልምና`ዩ ይብሉ።

ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:37 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG