ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ`ቲ ንሃገራት ዓለም ዝግምግም UPR፡ ብምጉዳል ሰብኣዊ መሰላት ብትሪ ዝተነቐፈት ኤርትራ፡ መነባብሮ ህዝበይ ኣብ ምምሕያሽ`የ ዘለኹ ኢላ


Ambassador-Tesfamicheal-Gerahtu
Ambassador-Tesfamicheal-Gerahtu
ኣብ`ቲ ኣብ ጀነቫ ዝቐጸለ፡ ሕድሕዳዊ ምግምጋም፡ ኤርትራ ፍልይቲ ራፖርተር ሕቡራት ሃገራት ናብ ሃገራ ክትኣቱ ክተፍቅድ፡ ሕገ-መንግስታ ተግባራዊ ክትገብር፡ ሃገራዊ ኣገልግሎት ደረት ክትገብረሉን መጸዋዕታ ቀሪብዋ ኔሩ።

ነቲ ክስታት ዝተኸላኸሉ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ፡ ኤርትራ ብተጻባኢ ኸባቢ እናሃለወት`ውን ኣብ ምምሕያሽ መነባብሮ ህዝባ`ያ ዘላ ኢሎም።

ኣብ ኣኣርባዕተ ዓመት ዝካየድ፡ ንኹለን ሃገራት ዝምልክት መድረኽ ሕድሕዳዊ ምግምጋም ሰብኣዊ መሰላት`ዩ።
Eritrea-UPR
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:03 0:00
መራገፊ

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG