“እምበይተይ” ብዝብል ቅጽል ሽም`ውን ዝፍለጥ ጸጋዝኣብ፡ ብባህላዊ ጸወታታቱ ዝያዳ ይፍለጥ።
Tsegazeab-G
ኣብ ጥሪ ዕብዲ ዝብሃለሉ ናይ መርዓታት ወርሒ፡ ምስኡ ወግዒ ከፊትና ኔርና፡ ኣብ ዝቕጽል ምልክት ድምጺ ምስማዕ ይክኣል፡