ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣዲስ ኣበባን ዋሺንግተን ዲሲን ብኣሕዋት ከተማነት ዘተኣሳስረን ስምምዕ ተፈራሪመን


ከንቲባታት ዲሲን ኣዲሳበባን
ከንቲባታት ዲሲን ኣዲሳበባን

ነቲ ስምምዕ ዝፈረሙ ክልቲኦም ከንቲባታት ማለት ድሪባ ኩማን ቪንሰንት ግረይን`ዮም


ከንቲባ ድሪባን ከንቲባ ግረይን ኣብ`ቲ እዋን ምፍርራም፡ ብዛዕባ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ዩ,ኤስን ዘሎ ሽርክነት ኣልዒሎም ተመጓጉሶም።

እቲ ኣሓታዊ ስምምዕ ኣብ ክልቲኤን ርእሰ-ከተማታት ንግዳዊ ምትእስሳር ከምዘሐይል፡ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣቶ ድሪባ ኩማ ጠቒሶም።

ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ`ቲ ርኸቡዎ
Listen to the program on Sister Cities
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:49 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG