ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጠንቂ ስደት ኢትዮጵያውያን እቲ ስርዓት ዝኽተሎ ፖሊሲ`ዩ ተባሂሉ፡ መኢኣድ ኣብ ዘዳለዎ ህዝባዊ መድረኽ


ከአውሮፓ ሰልፎች ከአንዱ ላይ የተወሰደ
ከአውሮፓ ሰልፎች ከአንዱ ላይ የተወሰደ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብመላእ ኢትዮጵያ ሓድነት ፓርቲ ኣብ ዝተጸውዐ ህዝባዊ መድረኽ ዝተረኽቡ ዶር. ያቆብ ሃይለማርያም፡ ኢትዮጵያ ብስደት ምሁራን`ኳ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ምህላዋ፡ ዓለም-ለኻዊ ውድብ ፍልሰት ደቂ-ሰባት መስኪሩ`ዩ ኢሎም።

ኢትዮጵያውያን ፡ ካብ መሬቶም ምስ ተፈናቐሉን፡ ኣባል ገዛኢ ፓርቲ እንተዘይኮይንካ ስራሕ ኣይትቑጸሩን ምስተባህሉን ናብ ስደት እንተምርሑ እንታይ ይገርም? ይብሉ ንሶም።

ኣብ ልዕሊ`ቶም ኣብ ስዑድያ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ዝተፈጸመ በደል፡ መንግስቲ ናብ ሕቡራት ሃገራት ከቕርቦ`ውን ጸዊዖም፡
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ`ዚ ሎ፡
On Ethiopian Refugees
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:35 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG