ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዜጋታት ካብ ስዑዲ ናይ ምምላስ ፃዕሪ ኣዝዩ ውፅኢታዊ ብዝኾነ ኣገባብ ይሰርሕ'ሎ ፡- ቀዳማይ ሚኒስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ


Ethiopians in Saudi
Ethiopians in Saudi
ሕጋዊ ፍቃድ ዘይብሎም ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ፃዕሪ ኣዝዩ ውጺኢታዊ ብዝኾነ አገባብ ይሰርሕ' ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ ተዛሪቦም።

እንተኾነ ቅድሚኡ ብዙሕ ላዕልን ታሕቲን ኔሩ'ዩ ክብሉ ናይ ኢትዮጵያ ቅዳማይ ሚኒስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ ምስ መንግስታዊ መሓውር ዜና ኢትዮጵያ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-መጠይቅ ተዛሪቦም።

ቀዳማይ ሚኒስተር ሃይለማርያም ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣብ ዝሃብዎ ቃለ መጠይቅ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብቲ ኣብ ሶማል ዘሎ ዓቃቢ ሰላም ሓይሊ ሕብረት ኣፍሪቃ ንኽአቱ ንዝቀረበ ወግዓዊ ሕቶ መንግስቲ ኢትዮጵያ ተቀቢልዎ'ዩ ኢሎም።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።
primem-minister
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:51 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG