ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተሪፎም ዘለው ኢትዮጵያውያን ፀገምና ገና'ዩ ይብሉ


Ethiopians in Saudi
Ethiopians in Saudi
ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ዝአተዉ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ምምላስ ኣብ ዝቀፀልሉ፣ ኣብኡ ዝተረፋ ግን ፀገምና ገና'ዩ ይብሉ'ለው።

ናብ ሃገረን ክምለሳ ዝፀባበያ ዘለው ገለ ደቀንስትዮ ካብ ኣባይትና ካብ ንወፅእ ዳርጋ 20- መዓልታት ጌርና ፣ ኣብ ኣውቶብሳት ካብ ንኣቱ ኸኣ 4-መዓልታት ኾይንና'ሎ ኢለን።

ናይ ስራሕን መንበሪን ወረቀት ፍቃድ ዘለዎም'ዉን ስራሕ ንምርካብ ኣዝዩ ጸገም ኾይኑና'ሎ ክብሉ የማርርሉ'ለዉ።

ሙሉእ ትሕዝቶኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።
Ethiopians in Saudi
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:10 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG