ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰልፊ ኣብ ኦታዋ ካናዳ ብዛዕባ ስቓይ ኣብ ስዑድያ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን


Ethiopians Ralley In Front Of The Saudi Embassy In Washington, DC 1.1
Ethiopians Ralley In Front Of The Saudi Embassy In Washington, DC 1.1

ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኢትዮጵያውያን ዝሓለፈ ሰኑይ ተሰሊፎም ኒሮም

እቶም ተሰለፍቲ ኣብ ኣፍደገ ፓርላማ ካናዳን ኢምባሲ ስዑዲ ዓረብን ቀሪቦም ኣንጻር ስጉምቲ ሰበ-ስልጣን ስዑድያ ተቓውሞ ኣስሚዖም ኔሮም። ኣብ ስዑዲ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ይስጎጉን ይጋፍዑን ከምዘለዉ ይፍለጥ።

ንመደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንሓንቲ ኤርትራዊትን ንሓደ ኢትዮጵያውን ዓዲምና`ለና።

ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡
Ethiopians in Canada protest
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:56 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG