ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራውያን ኣብ ኣሜሪካ ምስ ከተማ ሊንከን ነብራስካ


Eritrean-Americans-May-24
Eritrean-Americans-May-24

ኣቶ ፍስሃየ ተስፋጺዮን ሓደ ካብ ነበርቲ`ታ ኸተማ`ዩ

ዓበይቶም ከባቢ 30 ይኾኑ። ምስ ቆልዕቶም ናብ 50 ይጽግዑ። እታ ዝነብሩላ ከተማ ሊንክን ትብሃል። ኣብ ማእከላይ ክፍሊ ኣመሪካ ኣብ ትርከብ ነብራስካ ትብሃል ክፍለ-ግዝኣት ዘላ ኸተማ`ያ።

ብዛዕባኣን ብዛዕባ ነበርታን ኣዘራሪበዮ`ለኹ ንኣቶ ፍስሃየ ተስፋጽዮን፡

Eritreans-in-America
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:53 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG