ኣባል ደምበ ተቓወምቲ መድረኽ ዝኾነ ዓረና ትግራይ ንዲሞክራስን ሉኣላውነትን ፡ ኣባላተይ ኣብ ዝተፈላለየ ዞባታት ክሊ ትግራይ ይጋፍዑ`ለዉ ዝብል ዝርዝር ሪፖርት ኣውጺኡ`ሎ።
ኣቦ-መንበር ዓረና፡ መብርሂ ተሓቲቶም ዝሃብዎ ርእይቶ ምስማዕ ይክኣል፡
ኣቦ-መንበሩ ኣቶ ብርሃኑ በርሀ፡ ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት ትግራይ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ዓረና ዝካየድ ማእሰርትን መግረፍትን ሓይሉ ከምዘሎ ገሊጾም