ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ ብዛዕባ እቶም ዝተኣሰሩ 11 ሰበ ስልጣን ሓበሬታ ክትህብ ተሓቲታ


ዓለም ለኸ ማሕበር ኣባላት ፓርላማ ኤርትራ ብዛዕባ እቶም ኣብ 2001 ንልዕሊ 10 ዓመታት ዝተኣሰሩ 11 ሰበስልጣን ኤርትራ ሓበሬታ ክትህብ ተማሕፂኑ።

እቲ ማሕበር ኤርትራ ብዛዕባ ሃለዋትን ኩነታትን እቶም ኣባላት ፓርላማ ኤርትራ ስቕትኣ ገዲፋ ሓበሬታ ክትህብ ከምዝደሊ ተገልፁ’ሎ።

ንምሉእ ትሕዝትኡ ነቲ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።
TIG-IPU-Eritrea
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:01 0:00
መራገፊ

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG