ስነ-ጥበባዊ ጎይትኦም መኮነን ብጊታር ጥራሕ ዝተጻወታ ሓዳሽ ሲዲ ኣውጺኡ`ሎ ።
ምስኡ ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ምስ ሙዚቅኡ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።
ምስኡ ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ምስ ሙዚቅኡ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።
ጊታርስታን ድምጻውን ጎይትኦም መኮነን ኣብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ዝነብር ስነ-ጥበባዊ`ዩ