ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣል-ሸባብ ኬሚካላዊ ኣጽዋር ክውንን ይፍትን ይህሉ`ዩ ተባሂሉ


ገለ ተንተንቲ ግና ፡ ኣል-ሸባብ ኣብ`ዚ እዋን`ዚ ኬሚካላዊ ኣጽዋር ክሰርሓሉ ዝኽእል ዓቕሚ የብሉን ይብሉ

ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ዝሳተፉ ዘለዉ መራሕቲ ዓለም፡ ነቲ ኣብ ኬንያ ዝተፈጸመ ሽመራዊ መጥቃዕቲ መሰረት ጌሮም፡ ገብረ-ሽበራ ንምግጣም ዝተወሃሃደ ዓቕሚ የድሊ ኢሎም።

ኣብ`ዚ ኣብ ኣመሪካ ብዙሓት ሶማልያውያን ኣመሪካውያን ዝነብርሉ ክፍለ ግዝኣት መነሶታ፡ ኣኽበርቲ ሕጊ፡ ንመንእሰያት ንጽንፋውነት ዝምልምሉ ሰባት ከላልዩ ይሰርሑ ኣለዉ።

ንምሉእ ሓበረታ፡
ስግኣታት ግብረ ሽበራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:18 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG