ጳጉሜን 2ን 3 ኣብ ከተማ መቐለ 3ይ ውድዊ ጉባኤ ዘካየደ ዓረና ብመሰረት ሕገ ደንቢ እቲ ውድብ ኣቦ ወንበሩ ተኪኡ’ሎ፡፡
ሕጊ እቲ ውድብ ሓደ ሰብ ልዕሊ ክልተ ግዘ ኣብ ስልጣን ክፀንሕ ኣይፈቅድን፡፡ ብመሰረት እዚ ኣይተ ገብሩ ኣስራት ብኣይተ ብርሃኑ በርሀ ተተኪኦም ኣለዉ፡፡
ዓረና 25 ማእከላይ ኮሚቴን 11 ፈፀምቲ ስራሕን መሪፁ’ሎ፡፡
ነባር ተቓላሳይ ኣይተ ኣስገደ ገብረስላሰ ኣብ መሪሕነት እቲ ውድብ ዝነበሮም ቦታ ንመናእሰይ ንምሕዳግ ብገዛ ፍቓዶም ካብ ማእከላይ ኮሚቴ እቲ ውድብ ከምዝተሰናበቱ ነቲ ውድብ ኣብ ዝፀሓፍዎ ደብዳበ ብዕሊ ገለፆም እዮም፡፡