ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ለውጢ የንፀላሊ’ሎ ይብል ICG


እንተኾነ ዝኾነ ፖለቲካዊ ስግግር ንውሽጣዊ ፖለቲካ ዝሓወሰን መስመር ልዝብ ወፃኢ ክህሉ ኣለዎ ይብል

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኤኮኖሚያዊ መዳይ ዘርእዮ ዘሎ ምልክት ናጽነት፡ ኣብ ፖለቲካዊ መዳይ`ውን ክገብሮ ይግባእ ይብል በዓል-ስልጣን ICG;

ICG ዝተብሃለ ንቅልውላው ዓለም ዝከታተልል ጉጅለ`ዩ ።

ፒተር ሃይንለይን ብዛዕባ እዚ ንስድሪክ በርነስ ኣብቲ ጉጅለ ዳይረክተር ፕሮጀክት ቀርኒ ኣፍሪካ ኣዘራሪቡዎም ኣሎ።ምንያ ኣፈወርቂ ንሎሚ ሓፂር ፀብፃብ ሒዛ’ላ:
Eritrea-ICG
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:42 0:00
መራገፊ

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG