ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካናዳ፡ ቆንስላ ኤርትራ 2% ምእካብ ዲፕሎማሲያዊ ሓላፍነቱ ኣይኮነን ብዝብል ከምዝኸልከለት ቆንስል ኤርትራ ኣፍሊጡ


ካናዳ ኣብ ሃገራ ንዝርከብ ቆንስል ኤርትራ ካብ ኤርትራውያን ነበርቲ ካናዳ ክልተ ካብ ሚእቲ ግብሪ ከይእክብ ከም ዝአገደት ክግለፅ ቀንዩ'ሎ። ነዚ ከብርሃልና ንቤት ፅሕፈት ጉዳያት ወፃኢ ካናዳ ተደጋጋሚ ፃዕሪ ጌርና እንተዘይቀንዓናካ ኣብ ካናዳ ካብ ዘሎ ቆንስል ኤርትራ መረጋገፂን መብርህን ረኺብና'ለና።

ካብ ወገን መንግስቲ ካናዳ ምስ ረኸብና ኸአ ከነቅርብ ኢና።

ነቲ ካብ ቆንስል ኤርትራ ዝተዋህበ መብርሂ ንምስማዕ ነቲ ምልክት ድምፂ ጠውቁ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:46 0:00
መራገፊ

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG