ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንብዙሓት ዘገረመ ውፅኢት ምርጫ ፕረዚደንት ሶማል


Somalia's New President
Somalia's New President
ፓርላማ ሶማል ትማሊ ማእኸላይ መርገፅ ንዘለዎም ሚስተር ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ሓድሽ ፕረዚደንት'ታ ሃገር ጌሩ መሪፁ'ሎ።

እዞም ብዙሕ ዘይፍለጡ ሕፁይ ብዓብላሊ ድምፂ ምዕዋቶም ኣብቲ ነዊሕ ዝዘለቀ ፖሎቲካዊ ስግግር'ታ ሃገር ዓብይ ስጉምቲ'ዩ ተባሂሉ ተገሊፁ'ሎ።
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:42 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG