ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፈደራል ዓቃቢ ሕጊ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 1,559 እሱራት ብይቕረታ ከምዝፍትሑ ኣፍሊጡ


ፈደራል ዓቃቢ ሕጊ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 1,559 እሱራት ብይቕረታ ከምዝፍትሑ ሎሚ ኣፍሊጡ።

ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኣብያተ-ማእሰርቲ ንኸይላባዕ እቲ ስጉምቲ ከም ዝተወስደ ጠቕላሊ ፈደራል ዓቃቢ ሕጊ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ`ሎ።

ጠቕላሊ ዓቃቢ ሕጊ ኣቶ ዝናቡ ተኑ ኣብ ቀጻሊ`ውን ኩነታት እናተራእየ መንግስቲ ዝውስኖም ተግባራት ክፍጸሙ`ዮም ኢሉ ።

ቅድሚ ሎሚ`ውን ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኣብያተ-ማእሰርቲ ከይላባዕ ንምክልኻል ልዕሊ ኣርባዕተ ሺሕ እሱራት ተፈቲሖም’ዮም።

XS
SM
MD
LG