ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስነ ስርዓት ሽምዓ ንዝኽሪ ብሰንበት ዝተቐትለ ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ ኒብሲ ሃሰል (ኤርምያስ ኣገዶም) - ሎስ ኣንጀለስ


ንዝኽሪ ብሰንበት ዝተቐትለ ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ ናይ ራፕ ሙዚቀኛ ኒብሲ ሃሰል ወይ ኤርምያስ ኣገዶም ኣብ ከተማ ሎስ ኣንጀለስ ዝተኻየደ ናይ ሽምዓ ምውላዕ ስነ ስርዓት ብዘጋጠመ ጽቕጥቕጥ 19 ሰባት ምቁሳሎም ተገሊጹ።

XS
SM
MD
LG