ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"መንነት ህዝቢ ወልቃይት ባዕልና ተወላዶ ወልቃይት እምበር ካልእ ሰብ ክዛረበልና ኣይንደልን"ነበርቲ


መንነት ህዝቢ ወልቃይት ባዕልና ተወላዶ ወልቃይት እምበር ካልእ ሰብ ክዛረበልና ኣይንደልን ክብሉ ድምጺ ኣሜሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ እቲ ወረዳ ሓቢሮም።

ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ዑደት ይገብሩ ኣለው።

እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ጠሚቱ ምስ ተወከልቲ ወረዳታት እቲ ዞባ ዘትዮም።

ኣብቲ ዘተ ድማ ጉዳይ መንነት ህዝቢ እቲ ከባቢን፣ ክሳብ ሐዚ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘዋስን መስመር ሑመራ ኡምሓጀር ዘይምኽፋት ዝብሉ ጉዳያት አካል እቲ ዘተ ነይሩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG