ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ብሰላም ክካየድ ምድላዋቱ ምዝዛሙ ሓቢሩ


ፖሊስ ኮምሽነር ፖሊስ ተኮላ ኣይፎክሩ
ፖሊስ ኮምሽነር ፖሊስ ተኮላ ኣይፎክሩ

ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ኣብ ኢትዮጵያ ሶኑይ ንዝካየድ ምርጫ ብሰላም ንምዝዛም ቅድመ ምድላዋት ምዝዛሙ ኣፍሊጡ።

መራጺ ህዝቢ ስግኣት ከይሓድሮ፣ ኣብ ኩለን ነቁጣታት ምርጫ ኣኽበርቲ ጸጥታ ከምዝተመደበ ኮምሽነር ፖሊስ ተኮላ ኣይፎክሩ ሓቢሮም።

ንሶም ወሲኾም ኣብ ቅድመን ድሕረን ምርጫ ከጋጥሙ ይኽእሉ’ዮም ዝተባሃሉ ስግኣታት ከምዝተለለዩን ኮማንድ ፖስት ተመስሪቱ ቅልጡፍ ፍታሕ ይህበሎም ከምዘሎን ሓቢሮም ።

XS
SM
MD
LG