ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፖሊስ አዲስ አበባ ዘዳለዎ ሓድሽ ዩኒፎርም ነቲ ዝነበረ ዝትክእ ከምዘይኾነ ተገሊጹ


ፖሊስ ከተማ አዲስ አበባ ብሓድሽ መልክዕ ዝተዳለወ ተወሳኺ ዩኒፎርም ኣብ ስራሕ ኣውዒሉ’ሎ: እንተኾነ ግን ነቲ ስሩዕ ዩኒፎርም ዝትክእ ከምዘይኾነ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።

እቲ ሓድሽ ወታሃደራዊ መልክዕ ዘለዎ ዩኒፎርም ካብ ዓቕሚ ስሩዕ ፖሊስ ንላዕሊ ዝኾኑ ናይ ጸጥታ ጉዳያት ቀልጢፎም ንዝበጽሑ ሓደሽቲ ዝሰልጠኑ አባላት ዝተዳለወ ምዃኑ ሓላፊ ህዝባዊ ርክብ ኮሚሽን ፖሊስ አዲስ አበባ ኮማንደር ፋሲካ ፈንታ ኣፍሊጦም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።



XS
SM
MD
LG