ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፖለቲካዊ ውድብ ባይቶና ኣብ ክልል ትግራይ ክካየድ ኣብ ዝተመደበ ምርጫ ከምዝሳተፍ ኣፍሊጡ


ውድብ ባይቶና ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየድ ምርጫ ብፍፁም ዘስርሕ ባይታ ዋላ’ኳ እተዘይሃለወ ኣብቲ ምርጫ ክንሳተፍ ኢና ኢሉ::

እቲ ውድብ ሎሚ ረቡዕ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ: እቲ ክልል ዘመሓድር ውድብ ህወሓት ኣብ ትግራይ ንዝርከቡ ውድባት ፖለቲካ ሽም ካብ ምጥፋእ ምትዕንቓፍን ክቑጠብን ኣብታ ዝተረፈት ናይ ምርጫ እዋን ድማ ንምህዳር ፓለቲካ ምስፋሕ ክሰርሕ ይግባእ ኢሉ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


XS
SM
MD
LG