ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ፖለቲካን ስፖርትን ክተሓዋወስ ኣይብሉን” ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል


“ፖለቲካን ስፖርትን ክተሓዋወስ ኣይብሉን” ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:50 0:00

ንታታት ኩዕሶ እግሪ ትግራይን ኣምሓራን ዘራኽቡ ኣብ ስታድዮማት ትግራይ ዝካየዱ ፀወታታት ብሰላማዊ መንገዲ ክዛዘም መንግስትን ህዝብን ትግራይ ሓላፍነት ክወስድ እዩ ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣፍሊጦም። እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕደር ሎማ ሶኑይ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ስፖርትን ፖለቲካን ዝሓዋውሱ ኣካላት ድማ ክኹነኑ ይግባእ ኢሎም።

XS
SM
MD
LG