ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ. ፈረንሳ ኣብታ ሃገር ንዝረአ ዘሎ ተቓውሞ ሓላፍነት ከምዝወስዱ ገሊጾም


ኣብ ፈረንሳ ንዝሓለፈ ኣስታት ሓደ ወርሒ ክካየድ ዝጸንሓ ህውከት ሓዘል ተቃውሞታት ድምጾም አጥፊኦም ዝቀነዩ ናይ ፈረንሳ ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮ ህጹጽን ናይ ነዊሕ እዋንን ፍታሕ ዝበልዎ ከም ምውሳኽ መሃያን ምንካይ ግብሪን ዝአመሰለ ስጉምቲ ከምዝወስዱ ቃል ዝአተወሉ መደረ ትማሊ ምሸት ብሃገራዊ ቴሌቭዥን’ታ ሃገር ኣስሚዖም።

ፕረ. ፈረንሳ ኣብታ ሃገር ንዝረአ ዘሎ ተቓውሞ ሓላፍነት ከምዝወስዱ ገሊጾም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:25 0:00

እዚ መደረ ነቲ ተቓወሞ ደው ዘብሎ እንተኾይኑ ግን ገና ዝረአ’ዩ።

ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማ ኤል ማርኮ ኣብቲ ትማሊ ምሸት ብቴሌቭዥን’ታ ሃገር መደረ ንምስማዕ ኣብ ዝዳለውሉ እዋን ብጣዕሚ ዝተሰናበዱ ብዝመስል ብትሕትና’ዮም ቀሪቦም። ነቲ ህውከትን ዘረፋ ሓዘል ተቓውሞ ከምዘይጻወርዎ ብምግላጽ ብህድኣት ነቲ ኩነታት ንምፍታሕ ቃል ኣትዮም ግን ከአ ንዓመታት ዝነበረ ተስፋ ምቁራጽ ከምዝርድኦም ገሊጾም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ፕረ. ፈረንሳ ኣብታ ሃገር ንዝረአ ዘሎ ተቓውሞ ሓላፍነት ከምዝወስዱ ገሊጾም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:35 0:00

XS
SM
MD
LG