ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ.ጊኒ ኣልፋ ኮንደ ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልታት ምብጻሕ የካይድ ኣሎ


መራሒ ጊኒ ኣልፋ ኮንደ ሎሚ ሓሙስ ምስ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኣስመራ ተራኺቦም:ተዘራሪቦም።

መራሒ ጊኒ ኣልፋ ኮንደ ንናይ ክልተ መዓልታት ምብጻሕ ናብ ኤርትራ ምምጽኡ ብትዊተር ዝገለጸ ሚኒስትር ዜና ኣቶ የማነ ገብርመስቀል፡ ብዛዕባ ምሕያል ክልቲኣዊ ዝምድናን ንኽልቲአን ሃገራት ኣብ ዘገድሱ ኣህጉራዊ ጉዳያትን ከምዝዝትዩ ሓቢሩ`ሎ። ፕረዚደንት ጊኒ ኣልፋ ኮንደ ዝሓለፈ ዓመት`ውን ኣብ ምጽዋዕ ምብጻሕ ኣካይዱ ኔሩ`ዩ።

XS
SM
MD
LG