ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ.ጆ ባይደን ኣመሪካ ኣብ ምምካት ክሊማዊ ለውጢ ዝቐመጠቶም ሸቶታት ገሊጾም


ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ንዓለማዊ ዋዒ ንምንካይ ዝተፈላለየ ሸቶታት ኣመሪካ ብምግላጽ ቃል ኣትዮም።

ባይደን ነዚ ቃል ዝኣተዉ መራሕቲ ልዕሊ ሓደ ሚእቲ ሃገራት ኣብ ናይ ሕቡራት ሃገራት ጉባኤ ለውጢ ከሊማ ወይ ብኣህጽሮተ ፡ ቃል ፡ ኮፕ26ኣብ ዝተጸወዓ ኣኼባ ኣብ ግላስገው ኣብ ዝተኣከብሉ'ዩ።

ኣብ ዓለም መርዛም ጋዝ ብብዝሒ ብምስዳድ ትፍለጥ ቻይና ንምንካዩ ሓድሽ ዝተጨበጠ ሸቶ ከምዘይብላ ኣብ ዝሓለፈ ሓሙስ ገሊጻ'ያ።

ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተሬስ ፥ ብሰኑይ ዓለም ካብዚ ንላዕሊ ክትጽበ ኣይትኽእልን ምባሎም ይዝከር።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG