ናይ ኣሜሪካ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ምስ ናይ ሰሜን ኮርያ መራሒ ኪም ዮንግ ጂንግ ዝራኸብሉ ጊዜን ቦታን ከምዝተወሰነ ሎሚ ዓርቢ ኣፍሊጦም።
ፕረ. ትራምፕ ሎሚ ናብ ክፍለ ግዝኣት ቴክሳስ ከተማ ዳላስ ዝተበገስሉ ኣብ ቤተ መንግስቲ ዋይት ሃውስ ንሪፖርተራት ከምዝበልዎ ዋሽንግተንን ፕዮንግያን ኣዝዩ ሃናጺ ልዝብ ክገብሩ‘ዮም ኢሎም።