ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ.ዚምባብወ ንሕቶ ክፍሊት ስራሕ ደው ዘበሉ መማህራን'ታ ሃገር ነጺጎምዎ


ፕረዚደንት ዚምባብወ ኤመርሰን ምናንጋግዋ
ፕረዚደንት ዚምባብወ ኤመርሰን ምናንጋግዋ

ፕረዚደንት ዚምባብወ ኤመርሰን ምናንጋግዋ መምህራን’ታ ሃገር ሰራሕ ጠጠው ብምባል መሃየኦም ብናይ ኣመሪካ ዶላር ንክኽፈሎም ንዘቅረብዎ ሕቶ ኣይተቀበልዎን።

መማህራንን ሰብ ሞያ ቁጠባን ንውሳነ’ቶም ፕረዚደንት ነቲ ህልዉ ኩነታት ዘየገናዘበ ብምባል ኮኒኖምዎ’ለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

Recommended

XS
SM
MD
LG