ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ.ዘለንስኪ ሃገሮም ንሓቀኛ ዝኾነ ልዝብ ክፉት ምዃና ኣፍሊጦም

ፕረ.ዘለንስኪ ሃገሮም ንሓቀኛ ዝኾነ ልዝብ ክፉት ምዃና ኣፍሊጦም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:21 0:00

ፕረ.ዘለንስኪ ሃገሮም ንሓቀኛ ዝኾነ ልዝብ ክፉት ምዃና ኣፍሊጦም

ፕረዚደንት ዩክሬን ቮለድመየር ዘለንስኪ ሃገሮም ምስ ሩስያ ሓቀኛ ልዝብ ንምክያድ ከምትሓስበሉ ገሊፆም።

ዘለንስኪ ነዚ ዝገለፁ ቅድሚ’ቲ ሎሚ ሰሉስ ንመራሕቲ ዓለም ኣብ ዓለምለኸ ጉባኤ ክሊማ ዘስምዕዎ መደረ እዩ። ዘለንስኪ ሃገሮም ምስ ሞስኮ ንምልዛብ ፍቃደኛ እትኸውን ዶባታ ናብ ዝነበሮ ምስ ዝምለስን ግዳያት ወራርን መጥቃዕታታትን ሩስያ ምስ ዝከሓሱን ንፈፀምቱ ኸኣ ተሓተቲ ንምግባር ፃዕርታት ምስ ዝግበርን ምዃኑ’ውን ገሊፆም'ለዉ። ​

XS
SM
MD
LG