ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ.ክልል ሶማል ነበር ዝርከብዎም 4 ተጠርጠርቲ ዘቕረብዎ ናይ ዋሕስ መሰል ቤት ፍርዲ ነጺግዎ


ናይ ኢትዮ-ሶማሊያ ክልል ፕረዚደንት ነበር ኣቶ ኣብዲ መሓመድ ዑመር ሓዊሱ ኣርባዕተ ተጠርጠቲ ዘቕረቡዎ ሕቶ መሰል ዋሕስ ቤት ፍርዲ ነጺግዎ።ቤት ፍርዲ ፖሊስ ዘቕረቦ ተወሳኺ ናይ ምርመራ እዋን ብምፍቃድ ን9 ጥቅምቲ 2011 ዓ/ም ቆፀሮ ሂቡ’ሎ።

ተጠርጠርቲ ኣብ ኣተሓሕዝኦም ንዘቕረቡዎ ጥርዓን እውን እቶም ተኸሰስቲ ከምዝበልዎ ፀልማት ቤት ማእሰርቲ ከምዘየለን፣ሕክምና እውን ክሳብ ናይ ፖሊስ ሆስፒታል እናኸዱ ይሕኸሙ ምህላዎም ፖሊስ መልሲ ሂቡ’ሎ

Recommended

XS
SM
MD
LG