ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ. ኢሳያስ ኣፈወርቂ መልእኽቲ ንጉስ ስዑዲ ዓረብን ወራስ ዓራትን ተቐቢሉ


ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ትማሊ ሶሉስ ምሽት መልእኽቲ ንጉስ ስዑዲ ዓረብ ሳልማን ቢን ዓብደልዓዚዚን ወራስ ዓራት መሓመድ ቢን ሳልማንን ሒዙ ንዝመጽአ ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ኣሚር ፈይሰል ቢን ፈርሓን ኣብ ቤተ-መንግስቲ ኣዳራሽ ሃገር ተቀቢሉ ኣዘራሪቡ።

ኣብ’ቲ ርክብ ኣብ ክልተኣውን ዞባውን ጉዳያት ከምዝተመያያጡን ናይ ሓባር ሽማግለ ከምዘቖሙን ኣገልግሎት ዜና ኤርትራ ጸብጺቡ'ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ፕረ. ኢሳያስ ኣፈወርቂ መልእኽቲ ንጉስ ስዑዲ ዓረብን ወራስ ዓራትን ተቐቢሉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:54 0:00


XS
SM
MD
LG