ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ.ኢሳያስ ኣፈወርቂን ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድን ንመራኸቢ መስመር መንገዲ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብወግዒ ከፊቶም


ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቅን ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድን ሎሚ ንመስመር ደባይ-ሲማ-ቡረ፡ ብወግዒ ድሕሪ ምኽፋት ንመሰጋገሪ መስመር ሰርሓ ዛላምበሳ`ውን ድሕሪ ቐትሪ ብወግዒ ኸፊቶሞ`ለዉ።

ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂን ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድን ብምክንያት እቲ ሎሚ ዝኽበር ዘሎ በዓል ሓድሽ ዓመትን ቅዱስ ዩሃንስን ንመጉዓዝያ ምድሪ ጽርግያ ደባይ ሲማ ቡሬ ከፊቶም።

ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቅን ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድን ሎሚ ንመስመር ደባይ-ሲማ-ቡረ፡ ብወግዒ ድሕሪ ምኽፋት ንመሰጋገሪ መስመር ሰርሓ ዛላምበሳ`ውን ድሕሪ ቐትሪ ብወግዒ ኸፊቶሞ`ለዉ።

ድሕሪ`ዚ ካብ መዐርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ተበጊሶም ኣዲስ ኣበባ ዝተመልሱ ዶር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ብዛዕባ`ቲ ዝተዓዘብዎ ፍጻመ መግለጺ ሂቦም ኣለዉ፡

ኣብቲ ጽንብል ኣብቲ ከባቢ ዝነብረ ሰራዊት ክልቲኡ ሃገራትን ነበርቲ’ቲ ከባቢ ከምዝተሳተፉ ተፈሊጡ’ሎ።

ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ሓምለ 9,2018 ኣዋጅ ስምምዕ ሰላምን ምሕዝነትን ድሕሪ ምፍርራመን ኤምባሲታተን ክልቲኣን ሃገራት ዳግም ምኽፋቶም፡ መስመራት ቴሌፎንን በረራን ምጅማሩ ይፍለጥ።

ፕረ.ኢሳያስ ኣፈወርቂን ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድን ንዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከፊቶሞ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:24 0:00

XS
SM
MD
LG