ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ. ትራምፕ ንካልኣይ ኹናት ዓለም ዝሰዓረ ሕብረት ኣትላንቲክ ንዒዶም


ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ምስ ናይ ፈረንሳ ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮንን መበል 75 ዝኽሪ ምውዳእ ካልኣይ ኹናት ዓለም ኣብ ዝኽበረሉ ሕጂ እዋን ንገዳይም’ቲ እዋን’ቲ ብምንኣድ ነቲ ኣብ መወዳእትኡ ንምስዓር ናዚ ዝመርሓ መንፈስ ምትሕብባር መሻርኽቲ ሃገራት ኣጉሊሆም ኣለው።

ክል ኦም መራሕቲ ኣብቲ ትሸዓተ ሽሕ ወታሃደራት ኣሜሪካ ዝተቀብርሉ ወታሃደራዊ መቃብር ኖርመዲ ተራኺቦም ንዝኽሮም ኣብ ዝተዳለወ ስነ ስርዓት ተኻፊሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ፕረ. ትራምፕ ንካልኣይ ኹናት ዓለም ዝሰዓረ ሕብረት ኣትላንቲክ ንዒዶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:14 0:00

Recommended

XS
SM
MD
LG