ዋሽንግተን —
ፕረዚደንት ጆ ባይደን መባእታዊ ኣብያተ ትምህርቲ ብኣካል ንዝውሃብ ትምህርቲ ክኽፈታ ይደፍእ ኣሎ።
ባይደን ክሳብ መወዳእታ 100 መዓልታት መዝነቶም ኣብ ዘሎ ግዜ- ኣብ ሰሙን ሓሙሽተ መዓልታት ኣብያተ ትምህርቲ ክኽፈታ ምዃነን ቃል ኣትዩ`ሎ ።
ባይደንን ምምሕዳሩን ኣብ ምኽፋት ኣብያተ ትምህርቲ ጸቕጢ ክመጾም ቀንዩ`ሎ- ሓንቲ መዓልቲ ኣብ ሰሙን ናብ ቤት ትምህርቲ ምኻድ ተኸፊቱ`ዶ ክብሃል ይክኣል ዝብል ካብ ሕቶታት ሓደ ኔሩ።