ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ.ባይደን ንሩስያን ባንክታታትን ካብ ምዕራባዊ ትካላት ፋይናንስ ኣጊዶም


ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን፣ ንሩስያን ባንኪታታን ካብ ምዕራባዊያን ትካላት ፋይናንስ ኣጊዶም።

ፕረዚደንት ጆ ባይደን ናብ’ዚ ደረጃ’ዚ ዝበቅዑ፣ ሩስያ ንዓለምለኸ ሕጊ ጥሒሳ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን መባእታዊ ደረጃ ጎበጣ አካይዳ'ላ ብምባል ከምዝኾነ’ውን ዝመጸ ዜና ገሊጹ።

ዩክሬናዊያን ንተወሳኺ ወትሃደራዊ ስጉምቲ ሩስያ ኣብ ዝጽበዪሉ እዋን፣ መግለጺ ዝሃቡ ፕረዚደንት ጆ ባይደን፣ ንፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑትን ኮኒኖምዎም።

XS
SM
MD
LG