ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ.ባይደን ትካላት ነዳዲ ዋጋ ከጉድሉ ጸዊዖም


ፕረዚደንት ባይደን ኩባንያታት ነዳዲ፣ ዋጋ ነዳዲ ክንክዩ እተዘየለ ንከቢድ ግብሪ ክቃልዑ ምዃኖም ሓቢሮም።

ትማሊ ሰኑይ መግለጺ ዝሃቡ እቶም ፕረዚደንት ኣሰኑይሪካዊያን ኣብ ልዕሊ ጾር ዝቕባበ፣ ነዳዲ ንምምላእ ኣብ ዝቃለስሉ እዋን፣ ዓበይቲ ኩባንያታት ነዳዲ፣ መኽሰቦም ምሒር የዛይዱ ኣለው ኢሎም።

ዲሞክራሲያዊያን ይዂኑ ሪፐብሊካዊያን፣ ድሕሪ’ዚ ሒደት መዓልታት ዝካየድ ምርጫ፣ ንቤት ምኽሪ ምስተቆጻጸሩ፣ ኣብ ልዕሊ’ቶም መኽሰብ ጥራሕ ዘቓሙቱ ኩባንያታት ነዳዲ፣ ዓብዪ ግብሪ ክጽዕንዎም ይግባእ ከምዝበሉ ዝመጸ ዜና ጠቂሱ።

XS
SM
MD
LG