ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ.ባይደን ተወሳኺ 800 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ንዩክሬን ክወሃብ ዘለዎም ውጥን ኣፍሊጦም


ፕረዚደንት ጆ ባይደን ንዩክሬን ተወሳኺ 800 ሚሊዮን ዶላር ናይ ፀጥታ ሓገዝ ንምሃብ ዝብል ውጥን ትማሊ ሓሙስ ኣፍሊጦም።እቲ ሓገዝ ከበድቲ ኣፅዋር፣ስልታዊ መካይንን ዝተዓጠቓ ድሮናትን እውን ዝሓወሰ እዩ።

እቶም ኣፅዋራት ወራር ሩሲያ ስዒቡ ሩሲያ ኣብ ዞባ ዶንባስ ንዝካየድ ኵናት ዳግም ትኹረት ንምሃብን ንናይታ ሃገር ድልየት ንምምላእን እዩ ኢሎም።

ባይደን ኣብ መጋቢት ንዩክሬን ዝውዕል ካብ ዝፈረምሉ ናይ 13.6 ቢሊዮን ዶላር ሓገዝ 3.25 ቢሊዮን ዶላር ንወታሃደራዊ ሓገዝ፣ብርክት ዝበለ ቢሊዮን ድማ ንቁጠባዊ፣ሰብኣዊን ካልኦት ናይ ፀጥታ ሓገዛትን ዝውዕል እዩ።

ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG