ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ.ባይደን ብምኽንያት መዓልቲ ምስጋና ንኣብያተ ትምህርቲን ጎደና ተናበይቲን መግቢ ኣብ ምድላው ተሳቲፎም


ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደንን ብዓልቲ ቤቶም ጂልን ፅባሕ ሓሙስ ዝኽበር ናይ መዓልቲ ምስጋና ምኽኒያት ብምግባር ትማሊ ሰሉስ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝርከብ ንኣብያተ ትምህርትን ንመዕቖቢታት ጎደና መግቢ ዘዳልው ቤት መግቢ መግቢ አዳልዮም።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ምቕራብ መግቢ ምኽትል ፕረዚደንት ካማላ ሃሪስ ምስ ብዓል ቤተን ተፀንቢሮምወን።

ክልቲኦም መፃምዲታት ምስ ሰራሕተኛታት እቲ ትካል ብምዃን ኣብ ናይ መግቢ ሸሓነ ዓሺጎም ኣለው።

ኣመሪካዊያን ፅባሕ ሓሙስ መዓልቲ ምስጋና ከኽብሩ'ዮም።

ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG