ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ.ባይደን ላዕለዋይ ዓቓቢ ሕጊ መዚዞም


ፕረዚደንት ጆ ባይደን፡ንሜሪክ ጋርላንድ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ኣሜሪካ ገይሩ መዚዞም።

ጋርላንድ ንፖለቲካ ዋሽንግተን ሓዱሽ ኣይኮነን ኣብ መወዳእታ 2016 ንዳኛ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሕፁይ ኮይኑ ብፕረዚደንት ናይቲ እዋን ባራክ ኦባማ ኣብ ዝተሓጸየሉ እዋን ብሪፐብሊካውያን ተቃውሞ ገጢሙዎ ተሪፉ ዝነበረ`ዩ ።

ኣብ ቤት ፍርዲ ፌደራል፡ ዳኛ ሰማዒ ይግባይ ኮይኑ ከገልግል ዝጸንሐ ጋርላንድ ኣብዚ እዋን ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ኮይኑ እቲ ዝዓበይ ስልጣን ኣፈፀምቲ ሕጊ እዛ ሃገር ክሕዝ ትጽቢት ይግበር ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ፕረ ባይደን ላዕለዋይ ዓቓቢ ሕጊ መዚዞም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:39 0:00


XS
SM
MD
LG