ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ.ባይረን ንዓወት ግዱድ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ይሕብሩ


ፕረዚደንት ባይደን ትካላት ሰራሕተኛታቶም ክኽተቡ ከምዘለዎም ንምእማን ካልእ ዙር ድፍኢት ንምግባርን ናብ ክፍለ ግዝኣት ኤሊኖይ ቺካጎ በጺሖም።ምምሕዳሮም ወነንቲ ትካላት ሰራሕተኛታቶም ከኽትቡ ዘገድድ ሕጊ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣውፂኡ እዩ።

ሓምሳ ክፍለ ግዝኣታት ኣመሪካ ተመሳሳሊ ኣስገዳድ ሕጊ እንተውፅኣ'ውን ገለ ሪፓብሊካዊያን ኣvሓደርቲ ግን መንግስቲ ንናይ ውልቂ ነፃነት ይጥሕስ ኣሎ ክብሉ ኣብ ልዕሊ እቲ ምምሕዳር ክሲ መስሪቶም ኣለው።

ኣብ ኣመሪካ ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ልዕሊ 70,000 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም እዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ፕረ.ባይረን ንዓወት ግዱድ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ይሕብሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:46 0:00


XS
SM
MD
LG