ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ. ሶማል ሓሰን ሽኽ ማሕሙድ፡ ኣብ ኤርትራ ዝገበሮ ምብጻሕ ፈጺሙ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ


ፕረ. ሶማል ሓሰን ሽኽ ማሕሙድ፡ ኣብ ኤርትራ ዝገበሮ ምብጻሕ ፈጺሙ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:00 0:00

ሓሙስ 10 ሕዳር ድ.ቀ ኣብ ኣስመራ ዝኣተወ፡ ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሽኽ ማሕሙድ፡ ኣብ ኤርትራ ዝገበሮ ናይ ሰለስተ መዓልታት ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ፡ ቀዳም 12 ሕዳር ድሕሪ ቀትሪ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ። ኣብ ናይ ኤርትራ ዑደቱ ብፕረዚደንት ኢሳያስ ተሰንዩ ወታሃደራዊ ስልጠና ንዝቐስሙ ዘለዉ ሶማላውያን ወታሃደራት ሓይሊ ባሕሪ፡ ሓይሊ ኣየርን መካናይዝን ዝበጽሐ ፕረዚደንት ሓሰን፡ ዛጊት ግን ብዛዕባ ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ግዜ ኣየነጸረን።

XS
SM
MD
LG