ኣካፍል
መሕተሚ
ናይ ኢትዮጵያ ፕረዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ትማሊ ኣብ ከተማ መቐለ ዑደት ብምክያድ ምስ ዓበይቲ ዓዲ ናይታ ከተማ ዘቲየን።
ብቅድሚ ትማሊ ድማ ዳይሬክተር ውድብ መግቢ ዓለም ዴቪድ ቢዝሊ ኣብታ ከተማ ተረኺቦም ነይሮም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።
No media source currently available