ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ.ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን ተራኺበን: ተዘራሪበን


ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ መበል 28 ጉባኤ ዓለምለኸ ቁጠባ ይሳተፋ ዘለዋ ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብታ ሃገር ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ከተማ ኬፕታውን ተራኺበን ተዘራሪበን።

ኣብቲ ርክብ ኢትዮጵያዊያን ንፕረዚደንት ሳህለወርቅ ሕቶታት ምቕራቦም ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ምኽትል ኣቦ መንበር ኢትዮጵያዊያን ማሕበረሰብ ናየሊ ሙሳ ንድምጺ ኣሜሪካ ተዛሪቦም።

ፕረዚደንት ሳህለወርቅ ነቲ መጥቓዕቲ ብምኹናን ምስ መራሕቲ እታ ሃገር ኣብ ዝራኸባሉ እዋን ብዝግባእ ከምዝዘራረባሉ ምግላፀን ኣቶ ናየሊ ገሊፆም።ኣብ ከባቢ ጆሃንስብርግ ዘሎ ኩነታት ፀጥታ ብውሱን መልክዑ ምምሕያሹን ሰባት እውን ናብ ስርሖም ምምላስ ከምዝጀመሩን ተሓቢሩ’ሎ።

XS
SM
MD
LG