ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ.ሳህለወርቅ ብሰንኪ ኲናት ዝተመዛበሉ ምጥያስ ዝለዓለ ጠመተ ክወሃቦ ኣተሓሳሲበን


ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ሳህልወርቅ ዘውዴ -ፋይል
ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ሳህልወርቅ ዘውዴ -ፋይል

ብሰንኪ ኵናት ዝተመዛበሉ ሰባት ዳግም ምጥያስ ዝለዓለ ጠመተ ክወሃቦ ናይ ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ሳህልወርቅ ዘውዴ ኣተሓሳሲበን።

ካብ መንበሪኦም ዝተመዛበሉ ሰባት ናብ መነባብርኦም ንምምላስ ‘’ክንድ'ቲ ኵናት’’ ከቢድ ከምዝኾነ ዝገለፃ ፕረዚደንት ሳህለ ወርቅ ኢትዮጵያዊያን ተረባሪቦም ንተመዛበልቲ ኣብ ምጥያስ ክሳተፉ ፃውዒተን ኣቕሪበን።

ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ኣብ ዝተኸበረ ብዓል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ተረኺበን መደረ ዘስምዓ ፕረዚደንት ሳህለወርቅ ብዛዕባ ምፍራስ ሃገር ዝልዓለ ሓሳብ ካብ ናይ ኩሉ ሕሊና ክጠፍእ ከምዘለዎ ሓቢረን።

XS
SM
MD
LG