ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዚዳንት ፍረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ሰለስተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ክበጽሑ’ዮም


ፋይል

ፕረዚዳንት ፍረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ሰለስተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዑደት ክበጽሑ’ዮም።

ዕላማ'ቲ ንኣርባዕተ መዓልታት ዝፀንሕ መገሽኦም፡ ፈረንሳይ ምስቲ ከባቢ ዝህልዋ ወታደራዊ፡ንግዳዊ፡ባህላውን ከባቢያዊ ሓለዋን ምትእስሳር ንምስፋሕን ቻይና ሓዊሱ ኣብቲ ዞባ ይንቀሳቐሳ ንዘለዋ ሓደሽቲ ተዋሳእቲ ንምብዳህን እዩ።

ናይ ማክሮን ዑደት ፅባሕ ሶሉስ ብኣዲስ ኣበባ ብምጅማር ምስ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ፡ፕረዚዳንት ሳህለወቅ ዘውዴ፡ከምኡ እውን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ሙሳ ፋቂ መሓማትን ክዘራረቡ እዮም።ድሕሪ ናይ ኢትዮጵያ ዑደቶም ድማ ኣብ ኬንያን ጅቡትን ክበፅሑ እዮም።

ርእይቶኹም

ርእይቶ ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG