ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ኣብ ኣስመራ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይዱ ኣለው

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ኣብ ኣስመራ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይዱ ኣለው
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ኣብ ኣስመራ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይዱ ኣለው

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ብዕድመ ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ንናይ ሰለስተ መዓልቲ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ሎሚ 18 ነሓሰ ኣስመራ ኣትዮም።

ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ኣብ ዝኣተውሉ ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቅን ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ ኤርትራን ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ኣብ ኣስመራ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይዱ ኣለው
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ኣብ ኣስመራ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይዱ ኣለው

ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ምድልዳል ዝምድና ክልቲኤን ሃገራት: ንክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘገድሱ ዞባዊን ኣህጉራዊ ጉዳያትን ክመያየጡ ምዃኑ ብተወሳኺ ተሓቢሩ።

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ደቡብ ሱዳን ኒያላ ኒያላ፤ ሚኒስተር ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ማይክ በንግ ዝርከብዎም ሰበስልጣን ደቡብ ሱዳን ምስ ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ሓቢሮም ኣስመራ ኣትዮም ኣለው።

XS
SM
MD
LG